ኢትዮጵያን ዛምቢያን ንሓበራዊ ረብሓ ዝሕግዙ ዝምድናታት ክፈጥራ ይግባእ- በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዛምቢያን ንሓበራዊ ረብሓ ዝሕግዙ ዝምድናታት ክፈጥራ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም።

ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ዛምቢያ ኣብ ኢትዮጵያ ሮዝ ሳካላ ዘቲዮም።

እቲ ዘተ፥ ተረባሕነት ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻርን ኣብ ዓውዲታት ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ርክብ ንምፍጣርን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።

በለጠ ሞላ (ዶ/ር)፥ ኢትዮጵያን ዛምቢያን ንሓበራዊ ረብሓ ዝሕግዙ ዝምድናታት ክፈጥራ ይግባእ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment