ኢትዮጵያን ኮሎምቢያን ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኮሎምቢያን ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ምብፀሐን ተገሊፁ።

ብመሰረት እቲ ስምምዕነት÷ ክልቲአን ሃገራት ተረባሕነተን መሰረት ብዝገበረ መልክዑ ብሓባር ክሰርሓ ኢየን፡፡

ኣብ ሚኒስቴር ቱሪዝም ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ፕሮሞሽንን ማርኬቲንግን ሰላማዊት ዳዊት ምስ ሓላፊት ቤት ፅሐፍት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኮሎምቢያ ኣንጀሊካ ጉቴሬዝን÷ ኣብቲ ጉዳይ ምዝታየን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ገሊፀን፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube    

Comments (0)
Add Comment