ኢትዮጵያን ኬንያን ሓበራዊ ተረባሕነት ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ኩነታት ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፕሪንሲፓል ሴክሬታሪ ጉዳያት ወፃኢን ዳያስፖራን ኬኒያ ኮሪር ሲንጎይ (ዶ/ር) ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊን ከባቢያዊን ዛዕባታት ሓበራዊ ተረባሕነት ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ኩነታት ዘቲዮም።

ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ክልቲአን ሃገራት ቀጣናዊ ዝምድናአን ብዝበለፀ ንምጥንኻርን ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ዘለወን ርከብ ክብ ንምባልን ኣብ ዘኽእሉ ምዝታዮም ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

Comments (0)
Add Comment