ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን እንግሊዝን ኣብ ንግድን ኢንቨስትመትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ስምምዕነት ከቲመን።
ኣብቲ ሰነድ፥ ሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላን ዓለም ለኸ ሚኒስትር ንግዲ እንግሊዝ ኒገል ሃድልስተን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።
ኣብ ክሊ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ሓቢርካ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ፥ እቲ ስምምዕነት ብቐንዱ ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን እትገብሮ ዘላ ኩለ መዳይ ምድላው ብፋይናንስን ቴክኒክን ንምሕጋዝ ዘኽእል ከምዝኾነ ሓቢሮም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።