ኢትዮጵያን እስራኤል ኣብ ስራሕቲ ሓገዝ ኢንቨስትመንት ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሞሽነር ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜን ምክትል ኮሚሽነር ተመስገን ጥላሁንን ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣድማሱ ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ ዝፀንሐ ርክብ ኢንቨስትመንት ክልቲአን ሃገራት ኣጠናኺካ ንምቕፃል፣ ብሓባር ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንሰብ ሃፍቲ እስራኤል ምፍላጥ ኣብ ዝከኣለሉ ኣግባብ ተመያይጦም።

ካብዚ ሓሊፉ እውን ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ስራሕቲ ሓገዝን ክትትልን ብሓባር ምስራሕ ከምኡ እውን ኣብ ስራሕቲ ህንፀት ዓቕሚ ምስታፈ ዝከኣለሎም ጉዳያት ከምዝዘተዩ ካብ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment