ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ስምምዕነት ሓገዝ 45 ሚሊየን ዩሮ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ስምምዕነት ሓገዝ 45 ሚሊየን ዩሮ ከቲመን።

እቲ ስምምዕነት ኣብ ኢትዮጵያ ምምሕዳር ተፋሰስ ንምድጋፍ ዝውዕል ፕሮጀከት መፈፀሚ ከምዝኾነ ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ከባቢ ወሓዝቲ ሩባታት ኣባይ፣ ኣዋሽ፣ ስምጥ ሸለቆ፣ ኦሞ ጊቤን ተከዜን  ዘሎ ዝተዋደደ ሃፍቲን ምምሕዳርን ንምዝማን ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment