ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ምትሕብባረን ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ምትሕብባረን ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን።

በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፍሉይ ልኡኽን መንግስቲ ፌዴሪኢ ፍቃዱ በየነ ደብዳበ ሹመቶም ንፕሬዚዳንት ቼክ ሪፐብሊክ ፒተር ፓቬል ኣቕሪቦም።

ኣምባሳደር ፍቃዱ፥ ኣብ ፃንሒቶም ኣብ መንጎ ከልቲአን ሃገራት ዘሎ ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ገሊፆም።

ፕሬዚዳንት ቼክ ሪፐብሊክ ፒተር ፓቬል ብግደኦም፥ እቶም ኣምባሳደር ንዝገብርዎ ፃዕሪታት መንግስቶም ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment