ኢትዮጵያን ቱርክን ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘክእል ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርክን ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘክእል ዘተ ተኻይዱ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ምክትል ጉዳያት ወፃኢ ቱርክ ካናት ተሚሽ  ፖለቲካዊ ልዝብ ገይሮም ገይሮም።

ኣብቲ መድረኽ ልዝብ፥ ኣብ ክልቲኣዊ፣ ዞባዊን እተን ሃገራት ኣብ ምትሕብባር ክህልወን ዝኽእል ዓውዲን ምዝታዮም ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ እቲ ዘተ ክልቲኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኢሉ እውን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ምቹእ መደላድል ንክፍጠር እምነቶም ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment