ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ብሪታኒያን ዘለወን ርክብ ንግዲ ክብ ንምባል ዘቲየን።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ነግዲ ብሪታኒያ ኒገል ሃድልስተን ዘቲዮም።
ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ኢትዮጵያን ብሪታኒያን ዘለወን ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ርክብ ብዝበለፀ ንምስፋሕ ኣብ ዘኽእሉ ኩነታት ዘተ ከምዝተገበረ ሓቢሮም።
ኢትዮጵያ ንንግዲን ኢንቨስትመንትን ዝምቹ ኩነታት ንምፍጣር እትወስዶ ዘላ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ምብርሆም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።