ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 250 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 250 ሚሊየን ዶላር (ብር 10 ነጥቢ 89 ቢሊየን) ተፈራሪሞም።

እቲ ስምምዕነት ልቓሕ፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣብ ባንኪ ዓለም ተፀዋዒ ኢትዮጵያ፣ ሱዳን፣ ደቡብ ሱዳንን ኤርትራን ኦስማን ዲዮን ተፈራሪሞምዎ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment