ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ሃምዛ ኣብዲ ተዛቲዮም።

ሃምዛ ኣብዲ ኣብ መበል ዓስራይ ፎረም ጣና ንምስታፍ ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

ኣብ ፃንሒቶም ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ኢኮኖሚ፣ ህንፀት ዓቕሚን ካልኦት ዓውዲታትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment