ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን መበል ሻድሻይ ዘተ ፖለቲካ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን መበል ሻድሻይ ዘተ ፖለቲካ ኣካይደን።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ሓላፊ ክፍሊ ኣፍሪካን ስዊዘርላንድ ኣምባሳደር ፊሊፕ ስታልደር ዘቲዮም።

ዕላመ እቲ ዘተ፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን እተን ሃገራት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ምስምዕምዖም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment