ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኩባኒያ መንግስቲ ሞሮኮን ኣብ ዓመት 3 ነጥቢ 8 ሚሊየን ቶን ዘመናዊ ዱኽዒ ንምፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን።
እቲ ስምምዕነት ናይ ፋይናንስ ሚኒስትር ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽን ኦሲፒ ኩባንያን ኢዮም።
እቲ ፕሮጀክት ኣብ ድሬደዋ ዝጣየሽ እንትኸውን፥ ብ 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ተግባራዊ ከምዝግበር ተገሊፁ።
ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲ ብምጥቃም ናይ ኢትዮጵያ ጋዝን ናይ ሞሮኮ ፎስፎሪክ አሲድ ኣብ ድሬዳዋ ዝተዋደደ ናይ ማዳበሪያ ቀነባበሪ ክጣየሽ ኢዩ ተባሂሉ።
<span;>እቲ ፕሮጀክት “ዩሪያ እና ኤን ፒ ኤስ+” ንምምላእ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዝህልዎ ካብ ሚኒስቴር ፋይናንስዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
<span;>እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
<span;>ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
<span;>ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
<span;>ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
<span;>ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
<span;>https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
<span;>ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
<span;>https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።</span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;>