ኢትዮጵያን ማዳጋስካርን ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያን ማዳጋስካርን ሎሚ መዓከልቲ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም።

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማዳጋስካር ራሳታ ራፋራቫቪፊካ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ጠሚቶም ዘቲዮም።

ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዓውዲታት ሕርሻ፣ ውፅኢታት ቆርበትን ቱሪዝምን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ልዝብ እውን ኣካይዶም።

ብመራኦል ከድር

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment