ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝህልዎም ምትሕብባር ብዝምልከት ተዛዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝህልዎም ምትሕብባር ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ተዛዮም።

እቲ ዘተ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2ዐ21- 2ዐ27 ኢትዮጵያን እቲ ሕብረትን ብዛዕባ ዝህልወን ምትሕብባር ኣመልኪቱ ዝተሰናድአ ሰነድ ኢዩ።

ትኹረቱ ድማ ኣብ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኢትዮጵያን ፖሊሲ ልምዓት ሕብር ኣውሮፓን ዘዽሃበ ኢዩ።

 

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment