ኢትዮጵያን ሃንጋሪን ሰነድ ስምምዕነት ትራንስፖርት ነፈርቲ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሃንጋሪን ሰነድ ስምምዕነት ትራንስፖርት ነፈርቲ ከቲመን።

እቲ ሰነድ ኣብ 1965 ዓ.ም ተፈሪሙ ኣብ ኣገልግሎት ዝፀንሐ እንትኸውን፥ እቲ ስምምዕነት ብምምሕያሽ ክልቲኣዊ ኣገልግሎት መጓዓዚያ ኣየር ንምክያድ ኢየን ተፈራሪመን።

መገዲታት ኣየር ክልቲአን ሃገራት ኣብ ሰሙን 7 ግዘ ናይ ተጓዓዝተንን ገደብ ኣልባ በረራ ኣገልግሎት ፅዕነትን ንምግባር ተስማዕሚዖም።

ብተወሳኺ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሃንጋሪ መስ ዝገብሮ በረራ ብተወሳኺ ኣብ ማእኸላየን ካብ ሃንጋሪ ወፃእ ናብ ዘለዉ ካልኦት ሃገራትን ገደብ ኣልባ በረራ ፅዕነት ከምኡወን ኣስታት ሰለስተ ናብ ዝኾና ማእኸላይ ሃገራት ስሩዕ በረራን ብመሰል ሓምሻይ ትራፊክ መግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment