ኢትየጵያን ጅቡቲን ኣብ ጉዳያት ፀፅታ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትየጵያን ጅቡቲ ኣብ ጉዳያት ፀፅታ ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪመን።

እቲ ስምምዕነት÷ ካልኣይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ 10ይ ሓበራዊ ኣኼባ ቴክኒካል ኮሚቴ ሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮ-ጅቡቲ ኢዩ ተፈሪሙ፡፡

ብብ/ጄ ተሾመ ኣናጋው ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብቲ ኣኼባ ይሳተፍ ከምዘሎ ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment