ኢራን ሓዱሽ ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤል ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኢራን ኬይባር ሼይካን ዝተብሃለ ሓዱሽ ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤል ዕላዊ ምግባራ ኣፍሊጣ።

እቲ ሚሳኤል፥ ዋና ኣዛዚ ሓይሊታት ጦር ኢራን ሜጀር ጀነራል መሓመድ ባገሪን ካልኦት ወታደራዊ መራሕቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ ዕላዊ ኮይኑ፡፡

1 ሺሕን 500 ኪሎ ሜትሮ ዝዝውንጨፍ እቲ ሚሳኤል ካብ ኢራን ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤል ፕሮጀክታት ሓደ ከምዝኾነ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ምዕራባውያን ዕላዊ ካብ ዝገበሩዎም ተወንጨፍቲ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤላት ዝመዓራረ ከምዝኾነ ኣር ቲ ፀብፂቡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment