ኖርዌይ ኣብ ሓለዋ ከባቢ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኖርዌይ ኣብ ሓለዋ ከባቢን ምክልኻል ለውጢ ክሌማን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ኣጠናኺራ ከምእትቕፀል ገሊፃ።

ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ኖርወይ ኣብ ኢትዮጵያ ስቴይን ክሪስቴንሰን ዘቲየን።

እተን ሚኒስትር፥  ኢትዮጵያ ኣብ ሓለዋ ከባቢን ምክልኻል ለውጢ ክሌማን ዝተለመቶ ስትራቴጂን መርሃግብሪን ብዝምልከት መብርሂ ከምዝሃባ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣምባሳደር ስቴይን ብግደአን፥ ሃገረን  ኣብ ሓለዋ ከባቢን ለውጢ ክሌማን  ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ኣጠናኺራ ከምእትቕፀል ገሊፀን።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment