ን3 መዓልታት ዝፀንሕ ብሄራዊ ሓዘን ተኣዊጁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ ብሄራዊ ሓዘን ኣዊጁ።

እቲ ብሄራዊ ሓዘን፥ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ህይወት ዜጋታት ብምሕላፉ ከምዝተኣወጀ ተገሊፁ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment