ን20 ሺሕ ወገናት ዕድል ስራሕ ዝፈጥር ፋብሪካ ስሚንቶ ናሽናል ለሚ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ፍሪያት ክኣቲ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን20 ሺሕ ወገናት ዕድል ስራሕ ዝፈጥር ፋብሪካ ስሚንቶ ናሽናል ለሚ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ፍሪያት ክኣቲ ኢዩ ተባሂሉ።

ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልልን ዞባን ኣምሓራ ኣብቲ ፋብሪካ ዑደት ኣሳሊጦም።

ምክትል ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፋብሪካ ኣበባው በቀለ፥ እቲ ፋብሪካ ህንፀቱ ተዛዚሙ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ፍሪያት ክኣቲ ኢዩ ኢሉ።

ን20 ሺሕ ወገናት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጥር እውን ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment