ን10 መዓልታት ዝፀንሕ ወፍሪ ክታበት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ን10 መዓልታት ዝፀንሕ ወፍሪ ክታበት ዕላዊ ገይሩ።

እቲ ወፍሪ፥ ክታበት ንዘይጀመሩን ጀሚሮም ዘቋረፁን ትሕቲ 5 ዓመት ህፃናት ከምዝወሃብ ተሓቢሩ።

ልዕሊ 1 ሚሊየን ህፃናት ተረባሕቲ ከምዝገብርን ነቲ ወፍሪ ዘድልዩ እታዎታት ምምልኦምን ተገሊፁ።

ብትዕግስት ኣስማማው

Comments (0)
Add Comment