ንፈጠራ ዕድል ስራሕ ትኹረት ምሃብ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ልምዓት ሃፍቲ ሰብ፣ ምውፋር ስራሕን ቴክኖሎጂን ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ንፈጠራ ዕድል ስራሕ ትኹረት ገይሩ ክሰርሕ ከምዝግባእ ኣገንዚቡ።

ኣካቢ እቶ ቀዋሚ ኮሚቴ ዶክተር ነገሪ ሌንጮ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ ንዕቤት ኢኮኖሚ ሃገር ዘለዎ ግደ ዕዙዝ ስለዝኾነን ዝድለ ለውጢ ንምምፃእ እቲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዘይትካእ ግደ ስለዘለዎን ኣፈፃፅምኡ ፍትሓዊ ክገብር ከምዝግባእ ኣገንዚቦም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment