ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ገላን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ገላን ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ እቶም ግብረ ራዕዳውያን ዝኹንንን ንወፍሪ ህልውና ዝድግፍን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡

“ወያነ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ፀላኢ ኢዩ፣ ክዘምት ኢየ ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ከኽብር ኢየ፣ ኣብ መቓበር ከሓድቲ ምዕባለ ኢትዮጵያ ክነረጋግፅ ኢና፣ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምውጋድ ህልውና ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ኢዩ፣ ናይ ጭካነ ስጉምቲታት ወያነን ሸኔን ንኹንን” ዝብሉ ጭርሖታት ኣብቲ ሰላማዊ እናተሰምዑ ይርከቡ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment