ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን ድጎማ ዋጋ ዘበናዊ ዱኽዒ 21 ቢሊየን ብር ክግበር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን ድጎማ ዋጋ ዘበናዊ ዱኽዒ 21 ቢሊየን ብር ከምዝግበር ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መነግስቲ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን እታዎታት ዘበናዊ ድኹዒ ሓዊሱ መጓዓዚያን ሓፈሻዊ መባራዊ ኩነታትን ኣብ ግምት ዘእተወ ድጎማ ምግባሩ ተዛሪቦም።

እዚ ድማ ብማእኸላይ ኣብ ሓደ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ 1 ሺሕን 566 ብር ዝሽፍን ድጎማ ከምዝኾነ ሓቢሮም።

ብይስማው ኣደራውን ዙፋን ካሳሁንን

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment