ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 2፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲንዕውትነት ወፍሪ ህልውና ከፍተት ዝፈለየ ተግባር ደጀንነት ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ከንቲባ ከተማ ኮምቦልቻ ዶክተር ኢንጅነር ከማል መሀመድ ገሊፆም።
ኮምቦልቻ ከተማ ሓፈሳዊ ሆስፒታል ኣበታ ከተማዝርከቡ ሰፖርት ቤታት ብምትሕብኣር ብላክ ስታር ካራቴ ስፖርት ቤት ልዕሊ 500 ሺሕ ብር ግምት ዘለዎም ኣልባሳት ድጋፍ ገይሩ።
ዶክተር ኢንጂነር ከማል መሀመድ፥ ኣብቲ ስነ ስረዓት ብምርካብ ዕውትነት ወፍሪ ህልውና ክፍተት ዝፈለየ ተግባር ደጀንነት ወሳኒ ኢዩ ኢሎም።
ስፖርት ቤታት ንሰራዊት ደጀን ብምዃን ዝገበርዎ ፡ኣቢዪ ነገር ኢዩ ኢሎም።
ብተመሳሳሊ ናይ ማሕበረሰብ ድጋፍ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅሉ ዶ/ር ኢንጅነር ከማል መሐመድ ተዛኢቦም።
ብእሸቱ ወ/ሚካኤል
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።