ንዕቤት ናኖ ቴክኖሎጂ ኣስተዋፅኦ ዘበርከቱ 3 ሳይንቲስታት ኣብ ዘፈር ኬሚስትሪ ሽልማት ኖቤል ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ናኖ ቴክኖሎጂ” ሕዚ ዝርከበሉ ብርኪ ንኽበፅሕ ዕዙዝ ግደ ዘበርከቱ ሰለስተ ሳይንቲስታት ኣብ ዘፈር ኬሚስትሪ ሽልማት ኖቤል 2023 ተዓዊቶም።

ሞንጊ ባዌንዲ፣ ሉዊስ ብሩስን ኣሌክሲ ኤኪሞቭን ዝተባህሉ ተመራመርቲ ኬሚስትሪ  ናይዚ ዓመት ሽልማት ኖቤል ዝሰዓሩ÷ ኣብ ዘበንና ንግልገለሎም ቴሌቪዥን፣ ኮምፒውተርን መሰል ናይ ”ኤል.ኢ.ዲ” መስኮተ-ርእይ ዘለዎም ናውቲ በሪሆም ንዕዘቦም ቀለማት ምስሊ ንኽፍጠሩ ዘኽእሉ ነጠብጣባት ኳንተምን ውህደቶምን ብምርካቦም ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

ዝረኸቡዎ ውፅኢት ኣብ ዓውዲ ሕክምና ሕብጠት ካንሰር ሽክና ሓንጎል ንምፍላይ ኣብ ዘኽእል ቁስ  ንጥቕ፣ ምውዓሉ ዘ ቴሌግራፍ ፀብፂቡ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment