ንዓወት ብዝግስግስ መንፈስ ሰዓራይነት ኢትዮጵያ ክነብስር ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ንህወኸሉ ወቕቲ እንተይተሃወኽና ምሕላፍ ምልክት ብሄራዊ ፅንዓት ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ፅሒፎም።

ብብዙሕ ኣንፈታት እናተፈተንና ንርከብ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እቲ ፈተና ንሓልፈሉ ጥነካረ ቀዳማይ ጉዕዞ ጋህዲ ንምግባር ዘሎ ሓበራዊ ድሌት ዝፍልፍል ከምዝኾነ ኣብሪሆም።

ንደሓር ዝጎተና ይብዛሕ እምበር ብብርቱዕ ቅልፅም፣ ብፅኑዕ ልቦና፣ ንዓወት ብዝግስግስ መንፈስ ሰዓራይነት ኢትዮጵያ ክነብስር ኢና ክብሉ መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment