ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን እቶት መተኣኻኸቢ ምልዕዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን እቶት መተኣኻኸቢ ምልዕዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ።
እቲ እቶት መተኣኻኸቢ ምንቅስቓስ፥ “ግድብና መግለፂ ሓድነትናን ሉእላውነትናን” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ እንትኸውን፥ ኣብ 11 ክፍለ ከተማታት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ዝፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ።
ሕብረተሰብ ብምንቕቓሕ ነቲ ግድብ ብሞራል ይኹን ገንዘብ ደገፍ ንክገብር ዘኽእል ከምዝኾነ ካብ ፕሬስ ሴክሪታሪያት እታ ከተማ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ብተወሳኺ ኣብ ወርሒ ሓምለ ነዝግበር ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ እቲ ሕብረተሰብ ናይ ገዛእ ርእሱ ደገፍ ካብ ሐዚ ጀሚሩ ንክገብር ዘለዓዕል መርሃ ግብሪ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!
ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment