ንወፍሪ ህልውና ካብ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ልዕሊ 2 ሊየን ብር ንምትእኽኻብ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ንወፍሪ ህልውና ካብ መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ጥራሕ ልዕሊ 2 ሊየን ብር ንምትእኽኻብ እናተሰርሐ ምዃኑ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

ሰራሕተኛታት መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ሓደ ዓመት ዝኽፈል ናይ ሓደ ወርሒ መሃይኡ ንወፍሪ ህልውና ንመሃብ ብዝኣተዎ ቃል መሰረት ብምግባር ካብ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ እናተቖረፀ ከምዝኾነ ኮሚሽነር ኣይተ ሙሉቀን ኣየሁ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ገሊፆም፡፡

ስለዝኾነ ድማ ካብ ሰራሕተኛ መንግስቲ ጥራሕ 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ንወፍሪ ህልውና ዝኸውን ሃፍቲ ንምእካብ ፃዕሪ እናተገበረ ከምዝኾነ ተዘሪቦም፡፡

ብምናለ ኣየነው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment