ንወፍሪ ህልውና ንገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺና ክንቅፅል ኢና – ነበርቲ ዞባ ምዕብ ጎንደር

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ንወፍሪ ህልውና ንገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ነበርቲ ዞባ ምዕብ ጎንደር ኣፍሊጡ።

ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ንወፍሪ ህልውና ዝኸውን ልዕሊ 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ሃፍቲ ክእከብ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ።

ነበርቲ እቲ ዞባ “ጉጅለ እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብ ዝንቀሳቐሰሎም ከባቢታት መዕረፊ መሬት ብምኽልካልን ኣብ ዘለዎ ብምድምሰሳስን ዳግም ከይምለስ ምግባር ናይ ግድን ኢዩ” ኢሎም።

ኣብ ምትእኽኻብ እቲ ሓገዝ፥ ሰራሕተኛታት መንግስቲ፣ ማሕበረሰብ ንግዲ፣ ሓረስቶት፣ ሰብ ሃፍቲን ዝተፈላለዩ ማሕበራትን ከምዝተሳተፉ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

Comments (0)
Add Comment