ንኮምፕሪሄንስቭ ሆስፒታል ሓይሊታት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክቶሬት ምምሕዳር ወታደራዊ ክበባት መደብርን መሀደስን ምክልኻል ሃገር ንኮምፕሪሄንስቭ ሆስፒታል ሓይሊታት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 2 ሚሊየን ብዝ ዝግመት ኣልባሳት ድጋፍ ገይሩ።

እቲ ዳይሬክቶሬት 1 ሺሕን 300 ኮቦርታ ኢዩ ድጋፍ ገይሩ።

እቲ ክበብ አንትውደብ ቀንዲ ዕላምኡ ሰራዊትን ቤተሰብ ሰራዊትን ንምድጋፍ በምዃኑ፥ ነዚ ዘዐውት ድጋፍ እንትንገበር ንናይባዕልትና ገዛ ከምዝገበርናዮ ልክዕ ኢዩ ዘሐጉሰና ክብሉ ዳይሬክተር እቲ ዳይሬክቶሬት ኮ/ል ታደሰ ታምሩ ተዛሪቦም።

በይስማው አደራው

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment