ንኣባላት እዝ ሰሜን ምዕራብ መርሃ ግብሪ ሽልማት ሜዳልያን መዓርግን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣26 ጥሪ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣባላት እዝ ሰሜን ምዕራብ መርሃ ግብሪ ሽልማት ሜዳልያን መዓርግን ኣብ ኹሞራ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ጀነራል ኣበባው ታደሰን ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ከምዝተረኸቡ ኢፕድ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment