ንኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ መብርሂ ተዋሂቡ።

እቲ መብርሂ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስን ሂቦምዎም።

ኣምባሳደር ሬድዋን ኣብ መብርሂኦም፥ ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ እኹል ግንዛበ ንኽልዎምን ምድንጋር ንምፅራይን ከምዝሕግዝ ገሊፆም።

ኣብታ ሃገር ዘንፀላለወ ፈተና ንምክልኻል ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ከምዘድለየ እውን ተዛሪቦም።

ሚኒስቴትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ድማ ኣብ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣመልኪቶም መብርሂ ሂቦም።

ብምስክር ስናፍቅ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment