ንኢንቨስትመንትን ኣምፃእቲን ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ዘበረታትዕ መመሓየሺ ታክሲ ተግባራዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢንቨስትመንትን ኣምፃእቲን ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ዘበረታትዕን ንሕብረተሰብ ተረባሕቲ ዝገብርን መመሓየሺ ታክሲ ተግባራዊ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ።

ኣብቲ መመሓየሺ ታክሲ÷ ካብ ወፃኢ ዝኣትዋ ይኹና ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈርያ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ናይ ህዝቢ ኣገልግሎት ተሸከርከርቲ፣ ናይ ገዛ ኣውቶሞቢላትን ኣቕሓ ዝፅዕና ተሸከርከርቲን ትሑት ታሪፍ ጉምሩኽ ከምዝንበረለንን ካብ ተወሳኺ እሴት ታክስ፣ ኤክሳይዝ ታክስን ሱር ታክስን ናፃ ከምዝግበራ ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

Comments (0)
Add Comment