ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ተሽከርከርቲ ዘፍሪዩ ሃገር በቆል ኢንዱስትሪታት ይፍጠሩ ኣለዉ ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም።
ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ሚኒስቴር፥ ንልዕሊ 100 ሰባት ዕድል ስራሕ ኣብ ዝፈጠረ “ፍራንኩን ኢት አውቶሞቲቭ” ዝተብሃለ ሃገር ቦቆል ትካል ተሽከርከርቲ ዑደት ኣካይዶም።
ኣይተ መላኩ፥ እቶም ኢንዳስትሪታት ዘጋጥመን ሕልኽላኽ ብምፅዋር ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ተሽከርከርቲ ዘፍሪዩ ሃገር በቆል ኢንዱስትሪታት ይፍጠሩ ኣለዉ ኢሎም።
ፍሪያታት እተን ትካላት ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘሎ ልዐሉል ባህጊ ዕዳጋ ንምምላእ ብፅርየትን ቅልጣፈን ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ፀንቂቕካ ምጥቃም ይግባእ ኢሎም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።