ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ኣይ ሲ ቲ ሁዋዌ ዝተሳተፉ ተምሃሮ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም።
እቲ ውድድር ካብ 16 ክሳብ 20 ግንቦት 2015 ዓ.ም ኣብ ቻይና ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ ውድድር ካብ 36 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ 146 ጉጅለታት ተሳቲፎም።
ብኢኖቬሽን ትራክ ዝተወዳደሩ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ናይ ባዕሎም ምህዞ ብምሓዝ ቀሪቦም።
እቲ ምህዞኦም “ክላሲፋየር ፊደላት ግእዝ” ዝብል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ስለዝኾነ ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ኣይ ሲ ቲ ሁዋዌ ዝተሳተፉ ተምሃሮ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።