ንተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ኣብ ኣወሃህባ ፈተና ዝጠመተ መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ኣብ ኣወሃህባ ፈተና ዝጠመተ መብርሂ ተዋሂቡ።

ነቲ ፈተና ዝወስዱ ተምሃሮማሕበራዊ ሳይነስ ናብ ዘዝተመደቡሉ ዩንቨርስቲ ከምዝኣተዉ ይፍለጥ።

እቶም ተምሃሮ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንዝወሃቦም ፈተናን ትካላዊ ምድላውን ዝጠመተ መብርሂ ከምዝተውሃቦም ተገሊፁ።

እቲ መብርሂ ብኣመራርሓ ዩንቨርስታትን ተወከልቲ ሚኒስቴር ትምህርቲን ኣቢሉ ከምዝተውሃበ ተሓቢሩ።

Comments (0)
Add Comment