ንተመዛበልቲ ዝኸውን ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሸዋሮቢት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ተገይሩ።

ኣብ ሚኒስቴር እቶት ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ልዑል ከፈልቲ ግብሪ ካብ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ከምኡ እውን ካብ ትካላት ዘተኣኻኸቦ ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ምግቢ፣ ክዳውንቲ፣ መሕለዊ ፅሬትን ዝተፈላለዩ ናውቲን ብምኽንያት ኲናት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ሸዋሮቢት ንዝርከቡ ወገናት ሓገዝ ምግባሪ ተገሊፁ፡፡

መካየዲ ስራሕ እቲ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣይተ ተሬሳ ኢንሱስ፥ እቲ ሓገዝ ብመንፅ ቁፅሪ ተመዛበልቲ እኹል ከምዘይኮነን በዝተወሰነ ደረጃ ከምዝሕግዝን ከምኡ እውን ቅድሚት ንዘድልዮም ቅድሚት ብመሃብ ብፍትሓውነት ንኽባፃሕ ኣገንዚቦም፡፡

ነበርቲ ናብ ስሩዕ ናብረኦም ክሳብ ዝምለሱ ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምግላፆም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እቲ ሓገዝ ዝተረከቡ ኣፈ ጉባኤ እቲ ከተማ ኣይተ ግርማ ሃይሉ ንዝተገበረ ሓገዝ ምስጋና ኣቕሪቦም፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment