ንብረት ኣእምሮ ሃገራዊን ልምዓት ሴክተራትን ሸቶታት ኣብ ምዕዋት ወሳኒ ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብረት ኣእምሮ ሃገራዊን ልምዓት ሴክተራትን ሸቶታት ኣብ ምዕዋት ወሳኒ ግደ ከምዘለዎ በዓል መዚ ነብረት ኣእምሮ ኢትዮጵያ ገሊፁ።

ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ዶክተር ኤርሚያስ የማነ ብርሃን፥ እቲ በዓል መዚ ምስ ትካል ንብረት ኣእምሮ ዓለም ብምዃን ሃገራዊ ፖሊሲ ንብረት ኣእምሮ ከምዘሰናድአ ተዛሪቦም።

ንብረት ኣእምሮ ሃገራዊን ልምዓት ሴክተራትን ሸቶታት ኣብ ምዕዋት ወሳኒ ግደ ከምዘለዎ እውን ገሊፆም።

ብተወሳኺ ኣብ ማሕበራዊ፣ ባህላዊን ኢኮኖሚያዊን ሸቶታት ንምትብባዕን ንምዕዋትን ዘኽእል ስሩዕ ዝኾነ ኣንፈት ፖሉሲ ኣድላዪ ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment