ንቕድሚት ንምውሳድ ልዑል ፋይዳ ከምዘለዎ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ውፅኢት እቲ ዝርርብ ሰላም ንኢትዮጵያ ንቕድሚት ንምውሳድ ልዑል ፋይዳ ከምዘለዎ ገሊፆም።

እቲ ስምምዕ ናብ ዝተጀመረ መገዲ ለውጢ ዝወስድን ንሰላም ዘለና ቁርፀኝነት ዘርእን ኢዩ ኢሎም።

ንተግባራዊነቱ ዘለና ቁርፀኝነት ጠንካራ ኢዩ እውን ኢሎም።

ንናይ ኣፍሪካ ህብረት ኮሚሽንን ኣፍሪካ ህብረት ፍልይ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪካ ነበር ናይ ናይጄሪያ ፕሬዚዳንት ኦሉሴጉን ኦባሳንጆ፣ ኣብቲ ዘተ ሰላም ንዝተሳተፉ ኩሎም ኣባላት ኣመስጊኖም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment