ንሸኔ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣሰላ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሸኔ ዝቃወምን ንሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣሰላ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዞባ ኣርሲ ከምኡ እው ካብ ከተማ ኣሰላን ከባቢኣን ዝተውፃእፅኡ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተሳቲፎም፡፡

እቶም ሰልፈኛታት፥ “ምዕባለ ኢትዮጵያ ባናይ ውሽጢን ወፃን ፀላእቲ ኣይተዓናቐፍን፣ ወያነ ዘወገደ ዝተሓባበረ ቅልፅም ንሸኔ ክንነቕሎ ኢና፣ ንኢትዮጵያ ክዘምት ኢየ፣ መዓዝን፣ ኣብይን ብዝኾነ ይኹን ኩነታት፣ ሸኔን ትህነግን ፀላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኢዮም” ዝብሉ መልእኽቲታት ኣጋዊሖም፡፡

ብዮናታን ብርሃኑ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment