ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን12 ሰብ ሞያ ዓውዲ ቡን ሞዛምቢክ ብበዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ።
እቶም ሰልጠንቲ ቅድም ክብል ብባሬስታ፣ ምጥዓመን ምቑላውን ቡን ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ኣብዚ ካልኣይ ዙር ድማ በፍላይ ብምጥዓመን ምቑላውን ዝጠመተ ስልጠና ንምውሳድ ናብ ኢትዮጵያ ምምፅኦም ተሓቢሩ።
ኣተሓባባሪ ፕሮጀክት ኢዩ ካፌ እቲ በዓል መዚ ፍቅሩ ኣመኑ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ነዊሕ እዋን ዘቑፀረ ልምዲ ኣመራርሓ ቡን ከምዘሎ ኣብሪሆም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።