ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ንምግላፅ ጉያን ጉዕዞ እግሪን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣነ እውን ንሃገረይ ወታደር ኢየ፤ ኢትዮጵያ ንምድሓን ክዘምት ኢየ መዓዝ፣ ብምንም፣ ኣበይ ብዝኾነ ይኹን ብዝብል መሪሕቃል መበገሲኡን መወዳእትኡን ኣደባባይ መስቀል ዝገበረ ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮን ናይ እግሪ ጉዕዞን ተገይሩ።

ኣሰናዳእነት ኮሚሽን ስፖርት ሎሚ ንጉሆ ሰዓት 12ን 30 ኣብ ዝተኻየደ እቲ ጉያን ጉዕዞ እግሪን፥ ሚነስቴር ቤት ዕዮታት፣ ተፀዋዕቲ ትካላትን ማሕበራት ስፖርትን ከምዝተሳተፉ ካብ ፌዴሬሽን ኣትለቲክስ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment