ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ንዝገብሩ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ስነ ሰርዓት ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስራሕቲ ወፍሪን መሰልጠንቲ ትካላትን ንኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር በኪነጥበባዊ ስራሕቲ ደገፍ ንዝገብሩ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማዛጋጃ ቤት ስነ ሰርዓት ምፍናው ተገይሩ።

እቶም ሰብ ሞያ ኣብ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ካብ ዝርከቡ ናይ ትያትር ቤታት ዝተውፃእፅኡ ኢዮም።

እቶም ሰብ ሞያ ኣብ ዝኸድሉ ከባቢ ንሰራዊት ምልዕዓል ዝፈጥሩ ናይ ሙዚቃ ትያትርን ካልኦት ስራሕቲ ኪነጥበብን ከቕርቡ ኢዮም ተባሂሉ።

ሓላፊት እቲ ቢሮ ወይዘሮ ፋይዛ መሐመድ፥ ኪነ ጥበብ ህልውና ሃገር ንምሕላው ንዝተኻየዱ ወፍሪታት ልዑል ደገፍ እንትህብ ነይሩ ኢለን።

ስለዝኾነ ሎሚ እወን ብሙያኹም ነቲ ሰራዊት ናይ ሞራል ስንቂ ብምዃን ብሞያኹም ደገፍ ብምሃብ ሃገር ነምፍራስ ዝመፅአ ኣሸባሪ ጉጅለ ምውጋድ ይግባእ ምባለን ግዜኢ ፀብፂቡ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment