ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሽዓተ ትካላት ሚኒስቴር ግብርና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብን ዓይነትን ገይረን።

እቲ ደገፍ ዘረከቡ ሚኒስትር ዴኤታን ተወካሊ እቲ ሚኒስቴርን እያሱ ኤልያስ፥ እቲ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ብጥረ ገንዘብ፣ ኣብዑርን ካልኦት ምግቢ ተንከፍ ደከፍን ከምዝገበሩ ኣፍሊጦም።

እቲ ደገፍ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ድማ ተዛሪቦም።

ብፍቅርተ ከበደ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment