ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ።

እቲ ክፍለ ከተማ፥ 25 ሚሊየን ብር ብጥረ ገንዘብ፤ 25 ሚሊየን ዝግመት ድማ ሓገዝ ምግቢን ናውቲን ማለት እውን 150 ኣብዑር፣ ዝተፈላለዩ መሕለዊ ፅሬትን ካልኦት ብዙሓት ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ሓገዛትን ካብ ማሕበረሰብ እቲ ክፍለከተማ ከምዝተበርከተ ተገሊፁ።

ካብዚ ብተወሳኺ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ካብ መሃየኦም ሓገዝ ገንዘብ ገይሮም ኢዮም።

ብዱሬቲ ቶሎሳ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment