ንማእኸለዎት ደቂኣንስትዮ መራሕቲ ዝተሰናደአ ፕሬዚዳንታዊ መሪሕነት ስልጠና ኣብ ማእኸል ልህቀት ኣፍሪካ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንማእኸለዎት ደቂኣንስትዮ መራሕቲ ዝተሰናደአ ፕሬዚዳንታዊ መሪሕነት ስልጠና ኣብ ሱሉልታ ማእኸል ልህቀት ኣፍሪካ ብዕሊ ተጀሚሩ።

እቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብዕሊ ምኽፋተን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment