ንልዕሊ 28 ሺሕ ካብ ስደት ተመለስቲ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረሎም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም ንልዕሊ 28 ሺሕ ካብ ስደት ተመለስቲ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረሎም ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሰለሞን ሶካ (ኢ/ር) ገሊፆም።

እቲ ዕድል ስራሕ ኣብ ደኣንት፣ መስ ኢንዱስትሪታት ብምትእስሳር ብሙየኦም ዝሰርሕሉ ዕድል ብምጥዕዓም ከምዝተፈጠረሎም ተገሊፁ።

ብኻሊእ መዳይ ኣብቲ ዝተዛዘመ ባጀት ዓመት 345 ሺሕ ሰባት ስልጠና ወሲዶም ብሕጋዊ መገዲ ናብ ወፃኢ ዓዲ ከምዝኸዱን ኣብ 2017 ዓ.ም ድማ ን700 ሺሕ ዜጋታት ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕድል ስራሕ ምውፋር ንምሃብ ይስራሕ ከምዘሎ ግዜኢ ፀብፂቡ።

Comments (0)
Add Comment