ንላዕለዎት ፖሊስ መኮንናት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ስልጠና ይሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንላዕለዎት ፖሊስ መኮንናት ተጠባበቕቲ ሓይሊ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ምውፋር ቅድመ ምኽባር ሰላም ዘድሃበ ስልጠና ይሃብ ኣሎ።

ኣብቲ ስልጠና ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካብ ዩጋንዳ፣ ኮሞሮስ፣ ጅቡቲ፣ ሶማሊያ፣ ኬኒያን ብሩንዲን ዝተውፃእፅኡ ላዕለዎት መኮንናት ፖሊስ ተሳተፍቲ ከምዝኾኑ ተፈሊጡ፡፡

ስልጠናው በኢትዮጵያ ፖሊስ ዩኒቨርስቲ እየተሰጠ የሚገኝ ሲሆን ከዛሬ ጀምሮ እስከ ሚያዝያ 15 ቀን 2013 ዓ.ም የሚቆይ መሆኑ ተገልጿል

እቲ ስልጠና ኣብ ኢትዮጵያ ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ እናተውሃበ ዝርከብ እንትኸውን፥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 15 ሚያዝያ 2013 ዓ.ም ዝፀንሕ ኢዩ።

ዳይሬክተር ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ብርጋዴል ጀነራል ጌታቸው ሽፈራው፥ እቲ ስልጠና ንሓበራዊ ሰላም፣ ዕቤትን ልምዓትን እቲ ዞባ ርኡይ ኣስተዋፅኦ ከምዘለዎ ምግለፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment